Dance

ብዛዓባ ወብ ሳይት

Radio Nselam

Background
share close

ብዛዕባ ወብ ሳይት

ጻዕርና ጻዕሪ ህዝብና ብምዃኑ ኣብ ሃገርና ፍትሕን ዲሞክራስን ክሳብ ዝራጋገጽ ቀጻልነትዩ ጻዕርና።
ካብ ትማሊ ኣትሒዝና ክሳብ ዝመጽእ ዘሎ ጽባሕ ኣብ ናይ ወብ ሳይት ምንቅስቓስ ንኣስትታት ንልዕሊ 18 ዓመት እንዳ ኾነ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ ግዜ ሌላ ወብ ሳይትታትና፡ ainfalale.com ነበር * nselam.com * radionselam.com * ኢየን።

 

ራዲዮ ንሰላም (radionselam.com) ብ2017 ወርሒ 2 ዝጀመረት ቀጻልነት ዘለዎ እዋናውን ሕሉፉትን ናይ ኤርትራውያን ደርፍታት ብዘይ ምቁራጽ ን24 ሰዓታት እትፍኑ መቓልሕ ህዝቢ’ያ። ኣብዚ መርበብ እዚ መኸተ ኣንጻር ዲክታቶር ኣብ ኤርትራ ዘሎ ውልቀ መላኺ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ደርፍታት ጥራይያ ትፍኑ።

ንሰላም (nselam.com) ኣብ 2005 ኣብ ዝጀመረትሉ ግዜ ድሕሪ’ቲ ናይ ኣይንፋላለ ብዘጋጠመ ኩነታት ንኽትትካኣ ዝሓዘቶ ዕላማ ንምቅጻል ኣንጻር ውልቀ መላኺ ለውጢ ንፍትሒ ንምምጻእ ዝተመስረተት  ወብ ሳይት ኢያ።

ኣይንፋላለ (ainfalale.com) ብ2002 ወርሒ 3 ናይ መጀመሪያ ወብ ሳይትና ነበረት። ኣብ 2005 ብዘጋጠመ ናይ መይል ጸገም ብገለ ተክኒክ ጉዳይ ናይ ዓመታዊ ክፍሊት ዶመይን ማዓልቱ ስለ ዝሓለፈ ከይተኸፍለ ብምሕላፉ ainfalale.com ከተቋርጽ ኪኢላ። ኣይንፋላለ ኣብ ዝተመስረተትሉ ግዜ እንዳ ህግደፍ  በንጻሩ ኣይንፋላለ.ኦሪግ (ainfalale.org) ብዝብል መስሪቶም ነበሩ። ዳትካም(.com) ክገብሩ ስለ ዘይካኣሉዮም ብ ዳትኦሪግ(.org) ክምስርቱ ተገዲዶም።

Domen (ዶመይን) ምስ Web hosting (ናይ ወብ ሳይት ሰርቨር) ሓደ ከምዘይ ኮነ ክፍለጥ ኢካኣል። ክልተ በበይኑ ትካላት’ዩ። ናኣሽቱ መዲያታት ይኹና ዓበይቲ ከምእኒ ስኤንኤን፡ ቢቢሲ፡ ኣልጀዚራ ካልኦትን ዝኣመሰላ ወብ ሳይትታት ነታ ዶመይን ኣይውንኖኦን ኢየን። ዶመይን ሓደ ነብሱ ዝኻኣለ ዓለማዊ ትካል እዩ። ዶመይን ማለት ናይ ሓንቲ ወብ ሳይት ሓባሪ ሽም መጸውዒ ዳት (.) ኢዩ። ገለ ንምጥቃስ እከለ.com , እከለ.org , እከለ.net ወዘተ ካልኦትን ሓደ ዓይነት ኣስማት ወብ ሳይት ክትገብር ትኽእል ኳ እንተኾንካ ሓደ ዓይነት ዶመይን ዳት  ዘለዎ ወብ ሳይት ኣይካኣልን’ዩ። ንኣብነት እንዳ ህግደፍ ዘጋጠሞም ንምጥቃስ፡- ainfalale.com ኣቐዲማ ትሕስቲ ስለ ዝነበረት ainfale.org ክፈጥሩ ተገዲዶም ዝነበሩ። ሓንቲ ወብ ሳይት ከምገለ ኢላ ዓመታዊ ክፍሊት ዶመነኣ እንተዘይ ከፊላ Web hostingኣ ካብ ሰርቨራ ውሕስነት የብላን፡ ጥራሕ ዘይኮንስ ነታ ainfalale.com ንኣብነት ሽም ዓመታዊ ክፍሊታ ድሒራ ኳ እንተኸፈለቶ ነታ ሽም ኣይትትካኣ፡ ካልኦት ኣይሕዝዋ፡ ሓሪራ ጥራሕያ ትተርፍ፡(ማለት ካብ ስራሕ ወጻኢ)። ainfalale.org , ainfalale.net ካልኦት ዳትን ክትገብር ግን ይካኣል’ዩ።

Show episodes


ብዛዓባ ወብ ሳይት charts


  • Chart track

    1

    0

    ኣታ ወገነይ - Ata Wegeney - 2021

    ተድሮስ ካሕሳይ

    • cover play_arrow

      ኣታ ወገነይ - Ata Wegeney - 2021 ተድሮስ ካሕሳይ

  • Chart track

    2

    0

    ይኣክላ'ባ ዛደይ

    ተድሮስ ካሕሳይ

    • cover play_arrow

      ይኣክላ'ባ ዛደይ ተድሮስ ካሕሳይ

  • Chart track

    3

    0

    ዓደይ ናፊቐ - Adey Nafiqe - 2020

    ተድሮስ ካሕሳይ

    • cover play_arrow

      ዓደይ ናፊቐ - Adey Nafiqe - 2020 ተድሮስ ካሕሳይ

Full tracklist



Rate it
0%
0:00
0:00