About Radio Nselam

RadioNselam is the perfect app for you who listen to Eritrean Music. We send 24 hours a day, only Eritrean musical heroes who play songs against dictatorship, and where you can enjoy the beautiful music culture from Eritrea once a week every Friday from 19:00 to Berlins time zone until Saturday morning at 7:00.

ቀጻልነት ዘለዎ እዋናውን ሕሉፉን ደርፍታት ናይ ደለይቲ ንለውጢ ብዘደንቕ ሬዲዮ ንሰላም ኣፕ ንትጥቀሙ ኤርትራውያን ብዘይ ምቁራጽ ን24 ሳዓት ሬዲዮ ፈነወ እንፍንዎ ደርፍታት ኣብዚ መርበብ እዚ ኣንጻር ዲክታቶር ኣብ ኤርትራ ዘሎ ውልቀ መላኺ ዝምክትዎ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ደርፍታት ጥራሕ'ዩ ዝፍኖ። ንምዝንጋዕ ዝኣክል ግን ዓርቢ ዓርቢ ምሸት ካብ ሰዓት 19፡00 በርሊን ኣቋጻጽራ ክሳብ ሰዓት 7፡00 ቀዳም ናይ ንግሆ ባህላዊ ሙዚቃን ዘመናውን ሙዚቃ ኢፍኖ።

Nselam

For support contact us at nselam@nselam.com and visit our website www.nselam.com

Radio Nselam

For support contact us at radionselam@nselam.com

ተላለዩ ምስ Radio Nselam

Screenshots

Download It Now

What Are You Waiting For?

Click the download button & enjoy best app in the planet.

Welcome! እንቋዕ ብዳሓን መጻእኩም!

  • ንስኹም ኣገደስቲ ኢኹም ?
    ብዳሓን ሙጹ!

    ምስ ረዲዮ'ንሰላም ተዛናግዑ።
  • ብዛዕባ ረዲዮ'ንሰላም ርኢቶኹም እንታይ ኣለኩም ?

    ርኢቶኹም ኢኹን ሓሳባትኩም ዋላውን ትዕዝብትታትኩም ንምሃብ ኣይትፈለዩና።

    ከም ሰብ መጠን ኣብ ስራሕ ስለ ንጋገ ኣብ ኣስማት ናይቶም ደረፍትን፡ ናይ ዜማ መጸውዒ ጽሑፋት ጌጋ ምስ ዝህሉ ኣርሙና፡ ወይውን ተወሳኺ ሓበሬታ ምስ ዝህሉ ትዕዝብትኹም ሃቡና።

    radionselam@nselam.com

  • ረዲዮ ን'ሰላም ድምጺ ውጹዓት !

    ምስቶም ድምጺ ሓቂ ዘድምጹ ደለይቲ ፍትሒ ሰሚዕካ ዘይምነዉ ኤርትራዉያን ስነ-ጥበባውያን፡

    ምስ ዋልታ ሕብረተ-ሰብ ኤርትራ ረዲዮ'ንሰላም መርሓባ ትብለኩም።

  • SHARE ንምግባር ተሓባበሩ !

    በጃኻትኩም ተሓባበሩ ነዚ App እዚ Share ንምግባር ንኹሉ ቤተ-ሰብ ይኹን ንየዑሩኽቱኹም ግበሩ።

    ንተሓጋገዝ ናብ ኩሉ ኤርትራዊ ድምጺ ዉጹዓት ክበጽሕ፡ ሓበሬታና ንዘርግሕ ውልቀ መላኺ ዕርቃኑ ክወጽእ።

Watch Video

Video Presentations

ካብዛ ዓለም ዋላ እንተተፈለዩና ኣሰሮም ዘየህስሱ ኤርትራዊያን ስነ ጥበባውያን!

  • Yemane Ghebremichael
  • Tekle Tesfazghi
  • Abraham Afewerki
  • Tikabo Woldemariam
  • Amleset Abay
  • Vittorio Bossi
  • Teberh Tesfahuney
  • Ateweberhan Seghid
  • Yonus Ibrahim

Copyright © 2017 by RadioNselam